ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ /2/ ንዒ ማርያም ድንግል (2) ለምሕረት ወሣህል ማርያም /2/ ነዓ ሊቀ መላእክት (2) ለምሕረት ወሣህል ሚካኤል /2/ ነዓ ገብረ መንፈስ ቅዱስ (2) ለባርኮትነ ኦ አቡነ /2/ – ትርጉም፦ ንምብራኽ ንምብራኽ ዓውደ ዓመትና ንምብራኽ። ንዒ ማርያም ድንግል ንምሕረትን ሣህልን ማርያም። ንዓ ሊቀ መላእክት ንምሕረትን ሣህልን ሚካኤል። ንዓ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ንኽትባርኸና … Continue reading ለባርኮ/Lebariko
Copy and paste this URL into your WordPress site to embed
Copy and paste this code into your site to embed