ስምኪ ጸዊዔ

ሽምኪ ጸዊዔ መዓስ ሓፊረ ማርያም ኢለ አበይ ወዲቐ ሽምኪ እዩ’ሞ ስንቂ ኮይኑኒ እነሆ ምስጋና ተቐበልኒ ጸላኢ መጺኡ ክቃወመኒ ንብዙሕ ዘመን ከሸግረኒ ሰይጣን ማሪኹ ከሳቕየኒ ወላዲት ኣምላኽ ኣደ’ላትኒ ሽምኪ ጸዊዔ…….. ናይ ለውሃት አደ ናይ ፍቕሪ አርአያ ናይ ድኹም ዘራይ ድንግል ንሳ’ያ ኃጥእ’ኻ ኢላ አይትንዕቀኒን ነዓአ ሒዘስ ገለ አይከውንን ሽምኪ ጸዊዔ…….. መርዓ ምስ ኮነ ሰብ ምስ መልአ … Continue reading ስምኪ ጸዊዔ