እግዚአብሔር ምሳና

– እግዚአብሔር ምሳና ተ’ዘይነብር ንሕና እንታይ ምኾና ግን ኵሉ ኣብ ግዚኡ ኮይኑ ብምሕረቱ ጓስዩና። – ናይ ነሓዚ ማዕጾ ንሱ ተ’ዘይሰብሮ በቲ ናቱ ክእለት መንዩ’ ኸ ዝሰግሮ ግን ኩሉ ሓሊፉ ቀስ ኢሉ ወጊሑ ከቶ ኣይወድቁን’ዮም ብኡ ዝምክሑ /2/ – የሳግርዩ ክብሉ ሰሚዐ ብዝና ለይቲ ብዓምደ ብርሃን ቀትሪ ብደመና ሎሚ ግን ርአዮ ምድሓኑ ኣብ ልዕለይ ጎይታይ /2/ … Continue reading እግዚአብሔር ምሳና