ወአንተኒ ሕፃን/Weanteni Hitsan

ወረብ/ሸብሸቦ

ወአንተኒ ሕፃን ነቢየ ልዑል /2/

ዓርኩ ለመርዓዊ ትሰመይ ትሰመይ ነቢየ ልዑል /2/

ትርጉም:-

ኣታ ሕፃን (ዮሐንስ መጥምቅ) ልዑል ነቢይ ኢኻ:

ዓርኩ ንክርስቶስ ዝተሸየምካ ልዑል ነቢይ።

መወከሲ ጥቅስታት:-

  1. ወንጌል ሉቃስ ምዕራፍ 1 ቍጽሪ 76