ወአንተኒ ሕፃን/Weanteni Hitsan

ወረብ/ሸብሸቦ ወአንተኒ ሕፃን ነቢየ ልዑል /2/ ዓርኩ ለመርዓዊ ትሰመይ ትሰመይ ነቢየ ልዑል /2/ – ትርጉም:- ኣታ ሕፃን (ዮሐንስ መጥምቅ) ልዑል ነቢይ ኢኻ: ዓርኩ ንክርስቶስ ዝተሸየምካ ልዑል ነቢይ። – መወከሲ ጥቅስታት:-